.
- Followers
- 41.3M
- Likes
- 445.4M
- Views
- 82.4M
- Engage
- 98.0%
@harmonymedia
ሃርሞኒ ሚድያ
harmonymedia is a TikTok creator in Sweden with 2.8K followers and 8.3K likes. Their videos average 13.3K views, an engagement rate of 0.5%. Most-used hashtags: #harmonymedia, #tigrinja and #eritrea.
Last updated:
Latest video: 2023-12-22
ኣብ ሽወደን ብዝቕጽል ዘሎ ጎነጻዊ መጥቃዕቲታት ኣብ መፋርቕ ዕስራታት እትርከብ ጓል ኣንስተይቲ ትማሊ ኣብ መንበሪ ቤታ ብዝተፈጸመ ምፍንጃር ህይወታ ምሕላፋ ተሓቢሩ። ብዘይካዚ ኣብ ጆርድብሮ ስቶክሆልም ሓደ ሰብ ብጥይት ከም እተቐትለን ምስዚ ብዝተሓሓዝ ሰለስተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎምን ተፈሊጡ። እዚ እናኾነ ኣብ መወዳእታ ዕድመ ኮትቴነት ዝርከብ ሓደ መንእሰይ ኣብ ስፖርታዊ ልምምድ እናሃለወ ብጥይት ተቐቲሉ’ሎ--ብመሰረት ጸባብ ሬድዮ ሽወደን። harmonymedia.se Harmony Media Nyheter Ni kan lyssna full version i Harmony Radio eller våran Youtube #tigrinja #eritrea #alkompistigrinja #harmonymedia
ካብ ዝመጽእ ሕዳር ጀሚሩ፡ እቲ ንፍቓድ ስራሕ ኹሎም ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝመጹ ሰራሕተኛታት ዘድሊ ዝተሓተ ወሰኽ ደሞዝ፥ ኣብ ግብሪ ክውዕል እዩ። ድሮ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ወነንቲ ፍቓድ ስራሕ፡ ናይ ስራሕ ግዜኦም ንምንዋሕ እንተወሓደ ኣብ ወርሒ 27,360 ክሮነር ክረኽቡ ከድልዮም እዩ። ሚኒስተር ስደተኛታት ማርያ ማልመር ስቴነጋድ፡ እቲ ለውጢ ኣብቶም ኣብ ሽወደን ዘለዉን ፍቓድ ስራሕ ከሐድሱ ዘይክእሉን ሰባት ”ዓብዪ ጽልዋ” ክህዎ ምዃኑ ከም እትፈልጥ ትዛረብ። እንተኾነ ግና መንግስቲ ኣብዚ ሓድሽ ሕጊ ዝኾነ ይኹን ሕድገታት ከም ዘይገብር ብኣጽንኦት ኣስሚሩሉ’ሎ። “ሕድገታት ዘይንገብረሉ ምኽንያት እዚ እማመ ዝተበገሰሉ ሕጊ ከምዚ ዓይነት ሕድገት ንምግባር ፈቓቕ ስለ ዘይብሉ እዩ። መንግስቲ ብመሰረት ነዚ ኣብ ባይቶ ዝጸደቐ እማመ ሕድገት ዝገብረሉ ኣገባብ የለን። ብዙሓት ነቲ ሓድሽ ረቛሒታት እንተ ኣማሊኦም ክጸንሑ ክኽእሉ እዮም። እቲ ዝድለ መጠን ደሞዝ እንተዘይብሎም ግና ክወጹ ክግደዱ እዮም።” ክትብል ስተነጋድ ገሊጻ። “ርግጽ’ዩ እዚ ውሳነ ኣብ ህይወት ሓያሎ ሰባት ዓቢ ጽልዋ ክህልዎ ምዃኑ ኣጸቢቐ እግንዘብ እየ። እንተኾነ ግና ነዛ ለውጢ ፓራዳይም ፖሊሲ ስደት ሕጂ ክንትግብሮ ኣለና። ንሕና ፈጸምቲ ሕድሪ ህዝቢ ሽወደን ኢና። ህዝቢ ሽወደን ካብ ስደት ዝርከብ ዓያዪ ዓቕሚ ስርዓት ብዘለዎ ኣገባብ ክእለ እዩ ዝደሊ። ኣብ መጻኢ ልዑል ዓቕሚ ኣብ ዝለዎም ሰራሕተኛታት ጥራይ ከነተኲር ኢና። እቶም ትሕት ኣብ ዝበሉ ጽላታት ዘለኡ ስርሓት በቶም ድሮ ኣብ ሽወደን ዝነብሩ፥ ግን ከኣ ንነብሶም ዘይድግፉ፡ ወይ ብኻልኦት ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ክዕመሙ እዮም ዝብል እምነት ኣሎና” ክትብል ወሲኻ ገሊጻ። harmonymedia.se Harmony Media Nyheter Ni kan lyssna full version i Harmony Radio eller våran Youtube #tigrinja #eritrea #alkompistigrinja #harmonymedia
መንግስቲ ሽወደን፥ ኲሎም መራሕቲ ሰልፍታት ን ዝመጽእ ሓሙስ 12 ጥቅምቲ ኣብ ኣኼባ ባይቶ ሃገራዊ ድሕነት ክሳተፉ ዓዲሙ። ፖሊስን ካልኦት ሰብመዚን ነዞም መራሕት ሰልፍታት ብዛዕባ ኣንጻር ገበናት ጕጅለታት ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፥ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ሕጋዊ እማመታት ኣመልኪቶም እዋናዊ ሓበሬታታት ክህብዎም እዮም። ብዘይካዚ እዞም ተሳተፍቲ ኣኼባ ዝኾኑ መራሕቲ ሰልፊታይ ናይ ባዕሎም እማመታት እውን ከቕርቡ ክኽእሉ እዮም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሾን ኣብ ዘቕረቦ ዕድመ፡ ኣብቲ ኣንጻር ጕጅለታት ገበን ዝግበር ”ኣገዳሲ መጥቃዕቲ” ብዝተኻእለ መጠን ኲሎም ፖለቲከኛታት ሸደን ሰፊሕ ሓድነት ክፈጥሩ ኣድላዪ ምዃኑ ጽሒፉ’ሎ። harmonymedia.se Harmony Media Nyheter Ni kan lyssna full version i Harmony Radio eller våran Youtube #tigrinja #eritrea#alkompistigrinja #harmonymedia
harmonymedia (@harmonymedia) has 2.8K TikTok followers as of 2026-10-28.
.
Сотрудничество: Регистрация РКН: clck.ru/3Pydiw
Life through my lens Collab:
Мой ТГ - ТУМАН ✅ Включена Роскомнадзором в перечень персональных страниц
tag ar mention per like mile ga Dute per comment bi mile ga ar repost bi
Co-Founders of @izelbeauty_ 🤍 Business inquiries:
🔥ВИДЕО КАЖДЫЙ ДЕНЬ🔥 Сообщество ВК: